+ ንቤተ ክርስቲያን +
ንሰብ እንተ ተቃሊስካዮ እንተ ተዋጊእካዮን ትስዕሮ ኢኻ ወይ ይስዕረካ ።
ንቤተ ክርስቲያን ግና ምስዓር ኣይከኣልን እዩ ።
ቤተ ክርስቲያን ኵሉ ግዜ ትዋጋእ እያ።
ተሳዒራ ግና ኣይትፈልጥን እያ።
ዲያብሎስ ዝናሩ ኣራገፈ ኵናቱ ወድአ ንቤተ ክርስቲያን ግና ኣይጐድኣን።
( ቅ፣ዮውሃንስ ኣፈወርቅ)
ሓደ ሓደ ሰባት ቤተ ክርስቲያን ብትምህርታን ብስርዓታን ጉድለት ዘለዋ ኾይኑ ዝስምዖም ጉድለቶም ስለ ትሕብሮምን፡ ስለ ትነግሮምን፣ እዩ።
(ቅዱስ ቄርሎስ)
ንሰብ እንተ ተቃሊስካዮ እንተ ተዋጊእካዮን ትስዕሮ ኢኻ ወይ ይስዕረካ ።
ንቤተ ክርስቲያን ግና ምስዓር ኣይከኣልን እዩ ።
ቤተ ክርስቲያን ኵሉ ግዜ ትዋጋእ እያ።
ተሳዒራ ግና ኣይትፈልጥን እያ።
ዲያብሎስ ዝናሩ ኣራገፈ ኵናቱ ወድአ ንቤተ ክርስቲያን ግና ኣይጐድኣን።
( ቅ፣ዮውሃንስ ኣፈወርቅ)
ሓደ ሓደ ሰባት ቤተ ክርስቲያን ብትምህርታን ብስርዓታን ጉድለት ዘለዋ ኾይኑ ዝስምዖም ጉድለቶም ስለ ትሕብሮምን፡ ስለ ትነግሮምን፣ እዩ።(ቅዱስ ቄርሎስ)
No comments:
Post a Comment